ከ«ሕዝባዊ ወያኔ ሐርነት ትግራይ» ለውጦች መካከል ያለው ልዩነት
Content deleted Content added
No edit summary Tags: በንፋስ ስልክ -የሞባይል ድረገፅ |
No edit summary Tags: በንፋስ ስልክ -የሞባይል ድረገፅ |
||
መስመር፡ 1፦
ሽረ-እ/ስላሴ ቲዩብ Endaselassie Tube
BBC News
መንግስቲ ክልል ትግራይ፡ ኣብ ክልላት ኣምሓራ: ኦሮሚያ: ጋምቤላን ካልእ ኣከባብን ብዝተፈጥረ ጎንፂ ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 25 ሽሕ ተጋሩ ንምሕጋዝ 500 ሚልዮን ብር ከምዝመደበ ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ።
እቲ ገንዘብ ካብ ክልላዊ መንግስቲ: ትእምትን ገበርቲ ሰናይን ዝተረኸበ'ዩ::
ኣብቲ ዘጋጠመ ጎንፂ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ተወለድቲ ትግራይ ብዝምልከት እውን መጽናዕትን ምፅራይን ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ::
==ዓላማ ==
|